LCP image
Tigrinya English Learning app icon
Afromium Digital Solutions
4.0
ratings
10 MB
Size
Verified

SCREENSHOTS (8)

Screenshot
Screenshot
Screenshot
Screenshot
Screenshot
Screenshot
Screenshot
Screenshot

About the app

Tigrinya English Learning app ብቀሊሉ እንግሊዝ ምምሃር ብቀዳምነት ነዚ ኣፕሊኬሽን ጽዒንኩም ትጥቀሙ ምህላውኩም ኣዚና ነምስግን። ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝኾኑ ሰባት ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ሓገዝ ምሃብ ኢዩ። Study English and Tigrinya Vocabulary, Learn Tigrinya English Vocabulary ብርክት ዝበሉ ቃላት ኣብ ልዕሊ ዕስራን ሓሙሽተን ዝኸውን ምድባት ተኸፋፊሎም ቀሪቦም ኣሎዎ። እዞም ምድባት እዚኣቶም ከምኒ ቁጽርታት፣ ግዜ፣ መጓዓዝያ፣ ኣንፈት፣ ኩነታት ኣየር፣ መግቢ፣ ናይ ስራሕ ቃለ-ምሕትት፣ ኣካልትና፣ ክዳውንቲ፣ ጥዕና፣ ስምዒት፣ በረራን ወዘተ ዝሓዙ ኢዮም። ነፍሲወከፍ ምድብ ንዓኣ ዝምልከት ቃላት ኣለዉዋ። ንከትጽንዖ ዝደለኻ ምድብ ብምምራጽ ነቶም ኣብኡ ዝርከቡ ቃላት ክትመሃሮም ትኽእል ኢኻ። ነፍሲወከፍ ምድብ ኣብ ትመርጽሉ እዋን ክልተ ምርጫ ይወሃበካ “Study” ዝብል፣ እዚ ድማ ብቅድም ተኸተል ከተጽንዕ እንተደሊኻ ይምረጽ። እቲ ሓደ “All words” ዝብል ምርጫ ድማ ነቶም ኣብቲ ትሕቲ እቲ ጉጅለ ዝርከቡ ቃላት ንኹሎም ብምዝርዛር ዝደለኻዮ ቃል ክትመርጽ የኽእለካ። ብተወሳኺ ኣብዚ ኣፕሊኬሽን ትረኽብዎ ሓገዝ ናይ ኣደማምጻ ኢዩ። ነፍሲወከፍ ናይ እንግሊዘኛ ቃል ናቱ ኣደማምጻ ኣለዎ፣ ነዚ ንምስማዕ ድማ ነቲ ናይ መጉልሒ ድምጺ ምልክት ምጥዋቕ የድሊ። ሽሕ እኳ እዚ ኣፕሊኬሽን ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ተባሂሉ እንተተዳለወ፣ ዝኾነ ትግርኛ ክመሃር ዝደሊ ሰብ እሞ ኸኣ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ቃላት ክርዳእ ዝኽእል ሰብ ተረባሓይ ክኸውን ይኽእል ኢዩ። ደጊምና ነዚ ኣፕሊኬሽና ምጥቓምኩም ነመስግን፣ ዝኾነ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጠቡ።

Education

Ratings

0

0 total ratings

5

73%

4

10%

3

4%

2

3%

1

10%

REVIEWS

No reviews yet. Be the first one to review this app

Permissions

Storage: access photos, media, and files on your device

Internet: use your internet connection

Phone: make and manage phone calls

Scan to download on Indus Appstore